https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8034
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባኣላጀ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ወረዱኡ ዘገልግሉ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲ ኣቁሕትን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣቁሑት ቢሮ ናይ ስፖርት ዕጥቅታት መለዋወጢ ኣቁሑት መካይንን ናይ መኪና ጋራዥ ኢድ ሞያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ እቲ ጨረታ 3/12/2011ዓ/ም ክሳብ 20/12/2011ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 /ሓምሳ ቅርሺ/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ንብረትን ዕደጋን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክጫረቱ ብክብሪ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢ ዘርፉ ዝተፋላለየ እዩ
  • ቦታ:እምባ ኣላጀ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝታሐደሰ ንግድ ፍቃድ መረዳእታ ኮፒ ምቅራብ ዝክእል

2 መረዳእታ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ናይ ወርሒ ሰነ ወይ ድማ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

4 ናይ መቅረባይነት 2012 ዘሐደሰን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መኸበሪ ጨረታ ሕድሕድ ዓይነት 5000.00 /ሓምሽተ ሺሕ/ ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከቅርብ ዝክእል

6 ኣብ ናይ መኪና ጋራዥ ከጫረቱ ዝክእሉ ደረጃ 2ተ ልዕሊኡን ክኮኑ ይግባእ

7 ኣብቲ ጨረታ በጄት መሰረት ብምግባር 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ዝካኣል ክፈልጡ ይግባአ

8  ንመሳርሒ ፅሕፈት ሳንዱቕ ጨረታ ዝዕፀወሉ 20/12/2011ዓ/ም  ልክዕ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

9 ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቁሑትን  20/12/2011ዓ/ም  ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

10 ናይ ሕትመት ስራሕቲ 20/12/2011ዓ/ም  ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

11 ናይ ኣቁሑት ቢሮ 20/12/2011ዓ/ም  ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

12  ናይ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና 21/12/2011ዓ/ም  ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

13 ናይ  መኪና ጋራዥን ኢድ ሞያን 21/12/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

14 ናይ እስፖርት ዕጥቂ  21/12/2011ዓ/ም ሰዓት9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

    ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ  - 03 44 210089

                     -  03 44 21 02 76 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል