https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8033
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ወረዱኡ ዘገልግሉ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲ ኣቁሕት ፅሬት መለዋወጢ ኣቁሑት ተሽከርከርቲ መካይን ናይ እስፖርት ናዉትን ዕጥቅን ፡ ሕትመት ኣቁሑት ኢንደስትሪያል ፣ ፅገና ሞተር ሳይክልን ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:ሮብ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝታሐደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉ

2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ምስክር ወረቐት መቕረባይነት  መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ካልኦት ሰነዳት ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ምዝጋባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሰነ ወይ ድማ ሓምለ ሒሳቦም ዘፍለ

4 እቲ ምልክታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 5/12/2011ዓ/ም ክሳብ 20/12/2011ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ከይድን ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስን ዕቀባ ንብረትን ዘይምለስ 50.00/ ሓምሳ ቅርሺ / ብምክፋል ብምዉሳድ ናብ ናይ ሳንዱቕ ጨረታ ብዝታዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ምእታዉ ይካኣል

5 መኸበሪ ጨረታ ብ ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ምቅራብ ትክእሉ  ን መሳርሒ ፅሕፈት መጠን ገንዘብ ትሕጃ 18000.00 /ዓሰርተ ሸሞንተ ሽሕ / ፣ን ኮምፒተርን ተዛምድቲ  15000.00/ ኣሰርተ ሓምሽተ ሽሕ/   ፣  ኣቁሕትፅሬት 3500 /ሰለስተሽሕን ሓምሽተ ሚኢትን/ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሽከርከርቲ መካይን 16000.00 ፣ ናይ እስፖርት ናዉትን ዕጥቅን 16000.00 ፣ሕትመት ኣቁሑት4000.00   ፣ፅገና ሞተር ሳይክልን 4000.00 ኤሌክትሮኒክስ ፅገና 4000.00 ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት 8000.00 ሰዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

6 ናይ ዉዕሊ መከበሪ ትሕጃ 10% ካብ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 እቲ ጨረታ 20/12/2011ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት  

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ አንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

  ንተወሳኪ ሓበሬታ -  03 43 45 01 10

  • - 03 43 45 01 12