https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8030
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኮመንት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ በፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከንገዝእ ስለዝደለና ዝምልከተኩም ንክትወዳደሩ ንዕደም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ኣቃፊ

በዓል ገመድ

ቁፅሪ

3000

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ፣ ኮፒ ሰነድ ከቕርብ ዝክእል

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 3/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 7/12/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 8/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ዝክፈት ይከዉን

4 3 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ፕሮፎርማ  ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ጥራሕ የከዉን

5 ኣድራሻና ኣብ ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተክርስትያን እዩ

6  ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 87 57 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል