https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8023
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 07:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 07:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ፣ መቕረባይንትን ቲን ናምበርን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ መስ ዝቀርበ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 03/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 07/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ሰዓት ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ ዝቕረበ ፕሮፎርማ ዕለት 07/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ዝኽፈት ምካኑ ንገልፅ

2 እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦጅናል ክኸዉን ኣለዎ

3 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዘተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ጥራሕ የከዉን

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ደ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘዉፆኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ዝምዉሳክ ከምኡ ዉን ብሙሉእ ወይ ብክፋል አቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 4064 51 ምሕታት ይካኣል