https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8017
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኒ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ዕቀባ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንሰራሕተኛታቱ ንበጀት ዓመት 2012 ዓም አገልግሎት ኪራይ ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 በዚ ዘርፋ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፤

 2 ወረቀት ምስክር መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም፤

3 ናይቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መቅረባይነት list of supplier ዘለኩም

4  ናይ ባዕል ንብረት ዋናነት ወይድማ ሌብረ መረዳእታ ዘቅርብ

5 ናይ ህዝቢ መማላለሲት ዝኮነትን 46 ሓይሊ ሰብ እትሕዝ መኪና ዘቅርብ : መረዳእታ ኢንሹራንስ ዘቅርብ

6 ዘድሊ ናይ መኪና ወፃኢታትን ዝተፈላለዩ ወፃኢታትን ሙሉእ በሙሉእ በዓል ንብረት ዝሽፍን

7 ናይ ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምሓዝ ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳንደቅ ጨረታ እተእትዉን

8 ዋና መረዳእታኩም ኣብ እዋን ጨረታ ምክፋት ሒዝኩም እትቀርቡ

9 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምዳር ፋይናንስን ከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ይሕብር

10 ሰዓራይ ምካንኩም ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ እትክእሉ

11 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝከዉን ብጥረ ገንዝብ ወይ ብሕጋዊ ስፒኦ 5000.00 ቅርሺ ክተትሕዙ አለኩም

12 ሰነድ ጨረታ ካብ 1/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 16/12/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

13 ጨረታ ዝዕፀወሉ 16/12/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 16/12/2011 ዓም 4:30 ቅሚ ቀትሪ ይከዉን፡፡

14 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

15 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348-500071 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።