https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8014
ኤጄንሲ ምርግጋፅ ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና እስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 በቲ ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪን

2 ኣብ ናይ መንግስቲ ንምዉድዳሪ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም

     3 ተወዳደርቲ መረዳእታኩም ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ዋጋ መሊኢኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 2/12/2011          

        ዓ.ም ክሳብ 06/12/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ  ከተቕርቡ ትኽእሉ

     4 ፕሮፎርማ ዕለት 07/12/2011 ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ስለ ዝክፈት መፂኢኩም ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም ነፍልጥ

5 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ 17 ቀቤሌ ዕዳጋ ብዕራይ ጥቃ እንዳገብሪኤል ቤተክርስትያን

ስ.ቁ 03 42 41 50 92