https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8007
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርትን ሓለዋ ጥዕናን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ኤሌክትሮነክስ ንድያን አቁሑን ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሐጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 09:10 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ቴሌቪዥን

55 ኢንች

ብቁፅሪ

01

2

ረሲቨርን ሻሓነኡን

-

ብቁፅሪ

01

3

ዓብይ ማይክራፎን

-

ብቁፅሪ

01

4

ገመድ ኣልባ ማይክ

-

ብቁፅሪ

01

1 ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ፣ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከምኡ እዉን ቲን /ቲን ናምበር/ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን መቕረባይነት ቲን ቁፅርን መረዳእታ ከቕቡ ኣለዎም

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/12/2011ዓ/ም ክሳብ  03/12/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ዝክእል ኮይኑ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡10 ይክፈት

4 ናይዚ ፕሮፎርማ ፎርሚ ካብ ክ/ከ ቐ/ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከባ ጁቡሩክ ቀ/ወያነ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከባ ዉርድ ኢልካ ኣብ ዝርከብ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 14 እናመፃኩም ምዉሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታዉ ዝካኣል ይከዉን

ተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 442 40 51 23 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል