https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8004
ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ማት አዉን 1 ዓመታዊ ፅገና ዓበይትን ኣናእሽተይን ተሽከርከርቲ 2 ዓመታዊ ሕፅበት መኪና ማለት እዉን ላባጆ 3 ዓመታዊ ፎቶ ኮፒ 4 ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተርን ተዛመድትን ብጨረታ ኣወዳዲረ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 /ሚአቲ ቅርሺ/ ብሽም ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጽያ ቁፅሪ ሒሳብ 1000012030839 ኣታዊ ጌርኩ ቅብሊት ሒዝኩም ምቅራብ እቲ ሰነደ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ምዉሳድ ትክእሉ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ 2011/2012

2 መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/

3 ወረቐት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ

4 ናይ መቅረባይነት ምስክርን ቅዳሕ ምቅራብ የድሊ

5 መከበሪ ጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ብዝተገለፀ መሰረት ብሽም ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ዝተሰርሐ ሲፒኦ ምቅራብ የድሊ

6 እቲ ቢሮ ናይቲ ጨረታ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 እቲ ጨረታ 14/12/2011 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሹዑ ንሽዑ ክርከቡሉ ኣብ ዝክእል ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 44 40 36 63 ደዊልካ ወይ ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይካኣል