https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8003
ቢሮ ጉ/መ/ ስ ክልል ትግራይ 60 ሰባት ዝፅዕና 9ተ ቀዳማይ ደረጃ ኣዉቶብሰት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝድሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ተወዳደርቲ ካብ 30/11/2011 ዓም ክሳብ 03/12/ 2011 ዓም ናይ ስራሕ ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/12/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ዕለት 03/12/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

3 እተን ኣዉቶብሳት 60 ሰባት ክፅዕናን ዝክእላ ኮይነን ዕለት 07/12/2011 ዓም ካብ መቐለ መልዓሊ እንትከዉን መምለሲ ድማ ዕለት 27/ 12/2011 ዓኽጨም ይከዉን

4 ተወዳደርቲ ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ኮፒ ካልኣት ነቲ ዉድድር ይጠቅሙ እትብልዎም ነገራት ምቅራብ ትክእሉ

5 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን

7 ተወዳደርቲ እተመልእዎ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ ቫት የስጨምራል ምባል ተቐባልነት የብሉን

8 ሰዓራይ ኣካል ቢሮና ልኡካን ተሳተፍቲ ካብ ከተማ መቐለ ናብ ከተማ አርባምንጭ ኣብፂሑ ምስ መለሰ ሒሳብ ዝከፍል ይከዉን

ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ህንፃ   ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344408887