https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7997
ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ካላማደርያ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

 2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

 4 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘቕርብ

5 ምስ መወዳደሪ  ዶክሜንትኩም ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻኑኩም እንዳገለፅና መወዳደሪ ሽምን ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 30/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክትቐርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ  ዕለት 02/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቑፅሪ 08 ይኽፈት

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ   03 44  40 55 70