https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7996
ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ክፍለ ከተማ ን ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መስተንግዶ ግልጋሎት ኣብ ናይ ባዕሉ ግቢ ዉሽጢ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ  ኣተሓሒዝኩም ንክትወደደሩ የዕድም

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 29/11/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/12/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ  ዕለት 02/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ/ቁ - 03 44 41 79 10 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል