https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7995
ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለ ዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ዘሎ ወግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 10:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ኮፒ ከተቕርቡ ንሕብር  

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 29/11/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/12/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ከተቕርቡ ንሕብር

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

Pad kit

04465-ok240

Set

01

2

Joint assy lower ball Front ናይ kun 25L  ቻሲPRMDHN 206026721

4330-09510

Pic

02

3

Joint assy Frent upper ball ናይ  Kun 25L  PRMDHN ቻሲ 206026721

43310-09015

pic

02

4

Air Cleaner /filter/ ናይ Kun 25L PRMDH ቻሲ 206026721  

17801-oc010

pic

01

ተወሳኪ ሓበሬታ - ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት  ስ/ቁ 03 44 40 18 75