https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7991
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳራ ንብርትን ንናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብቲ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑ ጨረታ ከዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ቤት ፅሕፈት 2 ኤሌክትሮኒክስ 3 ሕትመት 4 ኣቁሑት ፅሬት 5 መለዋዋጢ ኣቁሑ መኪና 6 ዕጥቂ ስፖርት 7 ኣቁሑት ቢሮ 8 ፅገና ጋራጅ መኪና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 በዚ ዘፈር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ  ክገዝእ ይደሊ

2 ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ካብ  ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን  ከተማ  ኮሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ  ምምሕዳር ንብርትን ዘይምለስ 100 /ሚኢቲ ቅርሺ ብምክፋል/

3 ካብ 30/11/2011 ዓ/ም ክሳብ  16/12/2011ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ ሰዓት 11፡30 ምዉሳድ ይካኣል

4 ሰነድ ጨረታ 17/12/2011ዓ/ም  ሰዓት  3፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ