https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7989
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ሓድነት ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞላ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ዝተኣሸገ ፖስታ ፣ ዋጋ ዝመልኦ ኣካል ፌርማን ማህተምን ዘለዎ

2 ተወዳደርቲ ንምዉድዳር ዘድልዮም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግዲ  ፍቃድ ዘለዎም ፣ ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት፣ ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ

3 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 29/11/2011 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 02/12/2011 ሰዓት 3፡30 ተዓፂዩ ንፅባሒቱ ዕለት 02/12/2011 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ቁፅሪ 28 2ይ ደብሪ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

5 ኣብ መንጎ መቅረባይንቤት ፅሕፈትን መቅረባይ ዝህቦ ናይ ዋጋ መግለፂ ካም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

6 ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

7 ተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 41 62 84