https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7988
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና ጎማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ

2 ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘቕርቡ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 29/11/2011ዓ/ም

8 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/12/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 ይከዉን

9 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 2/12/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 2፡30 ኘ

ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ብርጅስቶን ጎማ

235/65R17

ቁፅሪ

05

2

ብርጅስቶን ጎማ

195R/15

ቁፅሪ

02