https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7970
ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ግቢ ናይ ሻሂ ክበብ ግልጋሎት ዘቅርቡ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣጫሪቱ ዉዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 29, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካፌን ሬስትራንትን/

ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ /ክወዳደር/ ዝደሊ ተወዳዳሪ

1 ናይ 2010ዓ/ም ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰን ንገዲ9 ፍቃድ ዘለዎ ከቅርብ ዝክእል

2 ንግበረ ከፈልቲ ዝወሃብ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ መረዳእታ ክቅርብ ዝክእል

3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 25/11/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 29/11/2011ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ  ዕለት 29/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ፕሮፎርማ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ወኪል እንተተረኪቡ ይምረፅ

6 እቲ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን እዩ

7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን  ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55