https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7948
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ንህንፃ መፀገኒ መስርሒ ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

1.

 ካተር ዲስክ 14 ኤንች ዓብይ

ቁፅሪ

10

2.

ፒያቶ 15*3

ቢርጋ

70

  1. 1. በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ኮፒ ከቕርብ ዝክእል ብተመሳሳሊ ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
  2. 2. ተወዳዳደርቲ ዝመልእዎ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህታም ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመልኡ ክቐርብ ኣለዎ
  3. 3. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ 26/11/2011 ዓ/ም ሳዓት 8፡30 ፀኒሑ ሰዓት 9፡00 ይክፈት
  4. 4. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይካኣል