https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7945
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ኪራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብሮፎርማ ኣወዳዲሩ ገልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፃኢ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማልአ ነጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክወዳዳር ይክእል
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ግልጋሎት መኪና ኪራይ

ዝርዝር መግለፂ

መዐቀኒ

 በዝሒ መዓልቲ

 ነፃላ ዋጋ ንሓደ መዓልቲ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

ብር

ሳ

ብር

ሳ

1.

ሚኒባስ መኪና ኪራይ 12 ሰብ እንትሕዝ

ንሰሜን ክ/ከተማ ቤት ፅሕፈት ክ/ልምዓት ንመሃንዲሳት ግልጋሎት እንትህብ ናብ ከባቢ እንደርታ ጠቅላላ ናይ ህንፃን መንገድን ተፋሰስን ፕሮጀክትታት ንምክትታል ን ካብ ሰዓት 2.00 ንጉሆ ጀሚሩ ክሳብ ሰዓተ 12፡00 ናይ ምሸት ሰንበት እንተይሓወሰ እንትሰርሕ ብተወሳኪዉን ዘድሊ ፅገናን ነዳደን ሽፌርን እዉን ካብ በዓል መኪና ይከዉን  

መዓልቲ

180

  1. 1. በቲ ዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ቁፅሪ/ ፣ ናይ ድርጅት በዓል ዋና ሕጋዊ ማሕተም ፌርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፐጾስታ ኣተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
  2. 2.  እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/11/2011ዓ/ም  ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 26/11/2011ዓ/ም ሰዓት  3፣30 ቅ/ቀ ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይኸዉን
  3. 3. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይነጁ 05 ዒላላ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሕልፍ ኢልካ ወይ ድማ ካብ ደምቦስኮ ንምዕራብ ገፅ ምፅእ ኢልካ እንትከዉን G+1 ቁፅሪ 11 ንርከብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ስልኪ ቁፅርና 0344417910 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ