ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንደ/ከ/ስ/ርክብ ህዝቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ቡክ ሌት ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማለኡ ነጋዶ በዞም ኣብ ታሕቲ ተቀሚጦም ዘለዉ ዝርዝር ሰደቃታት ትሕዝቶ መሰረት ብምግባር ክትሳተፉ ትክእሉ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 09:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 10:00 ደ/ሰዓት
መደብ:
ናይ ሕትመት ስራሕቲ
/
1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቀድ ዘለኩም
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ
3. ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም
4. 2% Withholding tax ክኽፍል ዝኽእል
5. ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል
6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ 15+ መዓልቲ ባዕሉኩም ትርንስፖርት ናብ ቢሮና ክተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኩም ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኩም ናይ መመቅረባይነት ምስክር ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካለኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ 25/11/ 2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ክትቀርቡ/ ክትወዳደሩ ትኽእሉ
7. እቲ ፕርፎርማ ዕለት 25/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ነቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት
8. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291 ደዊልኩም ምሕታት ይኸኣል
9. websites
www.tbpf.gov.et
ተ.ቁ
ዝድለ ዓይነት ንብረት
ዝርዝር መግለፂ
መዐቀኒ
በዝሒ
ነፀላ ዋጋ
መብርሂ
ብር
ሳን
1.
ቡክ ሌት ሕትመት
Ø ሽፋን /ከለር/ 150 ግራም
Ø ሕብራዊ ፍል ከለር
Ø ኣብ ከቨር ስዕሊ ልምዓትን ብፀጋም ባንዴራ ፌዴራል ብየማነ ባንዴራ ክልል ትግራይ ኣብ ማአከል ድማ ሎጎ ቢሮናት/ፈይናንስን ዘለዎ
Ø ኣብ ቅድሚት ሽፋን እቲ ቡክሌት ሳናቲምን ብርነ ዘለዎ
Ø መጠን ስፍሓቱ 14 ሳ.ሜ* ቑመት 20ሳ.ሜ
Ø ዉሽጢ ወረቐት 100 ግራም
Ø በዝሒ ገፅ ምስ ሽፋኑ 40 ብመሰረት ሳምፕል ዘሐትም