https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7939
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ዝክፈል ንዝህነፅ ዘሎ ህንፃ መሳርሒ ዝወዕል ናይ ኤሌክትሪክ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

1

እስቃጥላ በዓል 85

ቁፅሪ

20

2

እስቃጥላ በዓል 65

ቁፅሪ

27

3

ልሱሉስ ኮንዲት በዓል 16 ብሳንፕል

ቁፅሪ

500

4

ኮኔክተር በዓል 9

ቁፅሪ

135

5

ጋክሸን ቦክስ 15 ብ 15

ቁፅሪ

30

1 በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ብተመሳሳሊ ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 23/11/2011 ዓም ክሳብ 26/ 11/2011 ዓም ሳዓት 8:30 ፀኒሑ ሰዓት 9:00 ይክፈት

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይከኣል