https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7937
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብረ ከፍልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

ተቁ

ዝርዝር ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠ /ዋጋ

1

እስክርቢቶ

ሰማያዊ

ብቁፅሪ

520

2

ማስታወሻ

ማእከላይ

ብቁፅሪ

520

1 ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቅረባይ እንተሸኒፉ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ

2 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 25/ 11 /2011 ዓም ዝፀንሐ ኮይኑ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3: 00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ 25/ 11 /2011 ሰዓት 3: 30   ኣብ ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ