https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7935
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክትግራይ ዳዕፋይናንስን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 10:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • · ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑታት
  • · ናይ ፅሬት ኣቅሑት
  • · ማይ ቦጥ ምቅራብ
  • · ኮበርታ ዕደጊት

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ተጫራቲ ኣካዳሚና ብዘቐመጦ መግለፂ መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኩም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 23/11/2011 ዓም ክሳብ 25/11/2011 ዓም ሰዓት 10:15 ኣብ ዘሎ ግዘ ናብ ኣካዳሚና ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 25/11/2011 ዓም ድሕሪ ሰዓት 10: 15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10:30 ኣብኣካዳሚና ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344401989