https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7928
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2012 ዓም በጀት ዓመት አገልገሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
  • · ዝዕደጉ ኣቁት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ዝተፋላለየ መሳርሒ ፅሬት :ዝተፋላለየ መሳርሒ ሕትመት: ዝተፋላለዩ መጣዕምቲ ምግቢ : ናይ ሰራሕተኛ ሰርቪስ መኪና ንምክራይ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ 2011 ዓ/ም ዘለዎን ቅደሕ ዘትሕዝን

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሰነ 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ብተወሳኪ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእልን መለለይ ከፋይነት ግብሪ ቅዳሕ ከታሕዝ ዝክእል፤

3 እዚ ጨረታ ምልክታ ተለጢፉ ዝፀንሐሉ ግዛ ካብ 19/11/2011ዓ/ም ክሳብ 6/12/2011 ዓ/ም ይከዉን፤

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 6/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00  ኣብ ዓድዋ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ይክፈት

5 መከበሪ ጨረታ ንነብሰወከፍ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዝ ክክዉን አለዎ

6 ተጫረቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 እናከፈለ ክወስድ አለዎ ካብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ክወስድ ይክእል ፤

7 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መራገፍን ናብ ሆስፒታልና ዘቅርብ ክከዉን አለዎ፤

8 እቲ ቤት ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347-712326 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤