https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7922
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ በዓል ዘዳምቁ ስቴጅ መድረክ: ላይት መብራህቲ: ሳዉንድ ሲስተም: ርችት: ድንካናት :ኣናእሽተይ ስቴጃት: ወናብር :ምናፃፍ :ፋዉንቴን :ተፈጥራዊ ዕንባባታት :ካልኦትን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምልላይ ኣቁሑታት/ ኢቨንት ምዝግጃው/

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለዮ ቁፅሪ ዘለዎ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን

በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ዕለት 19/ 11/ 2011 ዓም ጀሚሩ  ን 15ተ ናይ ስራሕ  መዓልቲ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

ናይ ጨረታ መክበሪ 3000 ብር ብሲፒኦ ወይ ብሰርሪፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

እቲ ጨረታ ዕለት 19/ 11 /2011 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09 /12 /11 ሰዓት 11:00 ይዕፀዉ

ጨረታ ዕለት 10 /12/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 01 77