https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7920
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓባይ ባስ ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክተወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መፍለዮ

በዝሒ

1

ዓባይ ባስ

ን 46 ሰባት ካብ ኣግበ ምምፃእ ጥራሕ

1

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

ፐሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/ 11 /20111 ዓም ከሳብ 23/ 11 /2011 ዓም ሰዓት 11:00

ተወዳደርቲ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርብ አለዎ

ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቀድ ዝሓደሰን ናይ መቅረባይነት አለዎ

ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24 /11/ 2011 ዓም ሰዓት 3:00

0342408757