https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7917
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 22, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 22, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 18 /11 /2011 ዓም ዕሳብ ዕለት 22/ 11/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

4 ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15