https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7913
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዮ ናይ ፕሪንተር ናዉቲ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 22, 2011 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 22, 2011 11:26 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ካልኦት ፅገና/

ተቁ

ዝርዝር ግልጋሎት

መዐቀኒ

በዝሒ

1

Hp lazerjet pro 400m4 printer

ብቁፅሪ

1

2

Hp laserjet pro 2015 Printer

ብቁፅሪ

1

3

Printer canon image 2204N

ብቁፅሪ

1

4

Desktop computer

ብቁፅሪ

8

ክማልኡ ዝግብኦም

ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

ኣብ ፋኢልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ ቲን

ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/11/2011 ዓም ክሳብ 22/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 11:25 ክተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 404161