https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7904
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ ብፕሮፎርማ ናይ ቶዮታ መኪና አቅሓ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 22, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 22, 2011 10:20 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ተቁ

ዓይነት ንብረት 

መፍለዮ

 መለክዒ

በዝሒ

1

ኣዲስ ጎማ

ሳምፕል ኣብ ቢሮ አሎ መፂኢኩም ርአዮ

ብቁፅሪ

5

2

ካላማዳርያ ሓፅር ቮልቮላ

70 ኣምፒር

ብቁፅሪ

10

እዚ ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 17/11/2011 ዓም ክሳብ 22/ 11/ 2011 ሰዓት 5:00 ምቅራብ ይከኣል

መረከቢ ሰዓት 5:30

መክፈቲ ዕለት 22/ 11 /2011 ዓም ሰዓት 10:20

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344461121