https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7893
ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ሰርቪስ ግልጋሎት ንምሃብ ዓሰርተ ሓሙሽተ ሰብ ወንበር ትሕዝ ካድ 3 ናይ ነዳድን መራሒ መኪና ወፃኢ ባዕል ንብረት ሸፊኑ ብማዓልታዊ ሂሳብ ክካለ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/11/2011 ዓም ሰዓት 6:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት 26/11/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ እዩ

2 ቴክኒካዊ ኩነታት ቦዲኣን ኣብ ፅቡቅ ኩነታት ዘሎ ምካኑ ቅድሚ ዉዕሊ ምስኣርና ብኣካል ክነረጋግፅ ፍቃደኛ ዝኮነ

3 ዋጋ መምልኢ ሰነድ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ሰላም ህንፃ ዒላላ ካብ ናይ ጅነራል ሰርቪስ ቤት ፅሕፈት ምርካብ ይከኣል

4 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408780