https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7889
ቢሮ ጉ/መ/ሰ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ተወዳደርቲ ካብ 15/11/2011 ዓም ክሳብ 18/11/2011ዓም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ምዉሳድ ትክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት18/11/2011ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት