https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7884
ሸዊት መሰቦ አጋር ዉስጥ ደረጃ 3ሀ የደረቅ ጭነት ማመላለሻ ባላንብረቶች ማሕበር ካብ ታሕሳስ 1 2009 ዓም ሰነ 30 2011 ዘሎ ናይ ኣታዉን ወፃኢን ሒሳብ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

 1 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ሙያ ፍቃድ

3 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታተሊ 5 መዓልቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቐዳማይ ወያነ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 113 ለ ናይ ኦዲት መግብሪ ዋጋን ዘይመለስ ኣድላይ ደኩሜንት ፎቶ ኮፒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ክተቅርቡ ንገልፅ

4 እቲ ድርጅት ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ሓበሬታ ተወዳደርቲ እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ግዘ ጀሚሩ እቶም ኦዲት ዝግበረሉ ናይ ሒሳብ መዛግብትን ናይ ኣታዉን ወፃእን ደረሰኝ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፁ ምርኣይ ዝከኣል ማከኑ ንሕብር

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344418942