https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7872
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንተምሃሮ ኣብ 2012 ዓ/ም ቀለብ ዝውዕል ኣስቤዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ /

1 ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ሰነ 2011ዓ/ም ዲክላስዮን ከቅርብ ዝክእል፤

4 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት ምዝገባን መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

5 ናይቲ ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ 10 ሚኢታዊ ከቅርብ ዝክእል፤

6 ካብ እስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፤

7 እዚ ጨረታ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል፤

8 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ፤

9 እቲ ጨረታ ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ፤

10 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቁፅሪ 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት  ካብ 2፡30 ክሳብ 6፡00 ምዉሳድ ትክእሉ፤

11 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::

12 እዚ ጨረታ ዕለት 30/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኣዳራሽ ቃላሚኖ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኩሎ ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345-599841 ምድዋል ይካኣል እዩ