https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/787
ሐደ ማእከል ዕደጋ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት 2008 ዓ/ም ከስርሕ ስለ ዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ሎት 1 ንማክል ፅርጊያ ዝዉዕል ተክሊ ሳይፕሪሲን ሰንቺረን

ሎት 2 ሐደ ትፖ ባዓል 25 ርጉዲ 1.5 ክልተ ስታፋ ባዓል 6 ሰለስተ ኤሌክትሮይድ ባዓል 2.5

ክዕድግ ስለ ዝደለየ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ እትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

1 ናይቲ ዝወዳደሩ ንግዲ ዝፈር ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ኣብ እዋን ጨረታ ቅዳሕ ዘቅርብ

2 ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ጥራይ ዝክፍል

3 ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 11 ጥቅምቲ 2008 ክሳብ 25 ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም ንትከታተልቲ 15 መዓልቲ ይኸዉን

4 ሰነድ ጨረታ መክበሪ ጊዜ ምልክታ ካብ ዝወፀለ ግዘ 11 ጥቅምቲ 2008 ኮይኑ 25 ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይዕፀዉ

5 እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 4, 25 ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተለከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረከቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ሕልዉ እዩ

6 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ዕዳጋ ሓሙስ ሐደ ማእከል ዕደጋ ሓሙስ ክፍሊ ቁፅሪ 4 እዩ

7 መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድም ብጥረ ገንዘብ ዘቅርብ

መተሓሳሰቢ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ንሸይጥ ምኮነ ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 03 47 73 00 13 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ዕደጋ ሓሙስ