https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7854
ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኮስተር ዝዓይነታ መኪና ንዘለዉና ኣትሌት ኣብ ዞባ ምብራቅ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምንቅስቀስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 13, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሓምለ 14, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ብቅዓት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 ንግዲ ፍቃድ ዘወ

3 ዝተሐደሰ ኢንሹራንስ 3ይ ወገን ዘማልእ

4 ኣብ ሰሙን 6 መዓልቲ ከሰርሕ ዝክእል

5 በብ 3ተ ወርሑ ዉዕሊ እናሀደሰ ክሰርሕ ክእል

6 ነዳዲ ብናይ በዓሉ ዝመልእ

7 ንሽፈር ብናይ  በዓሉ ደመዉዝን አበልን ዝከፈል

8 ንጨረታ መከበሪ 5000 ብር  CPO ብምትሓዝ ካብ ዕለት 06/11/2011 ዓም ክሳብ 13/11/2011 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ኣብ ጥቃ ኣክሱም ሆቴል ዝርከብ ሰላም ህነፃ ዝብል ቢሮና 3ይ ደብሪ ቁፅሪ በሮ 05 ብምምፃእ ጨረታ ወሲድኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ላዕሊ ተጠቂሱ ብዘሎ ዕለትን ኣድራሻን መሰረት ንዙይ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንክእትዉ እንዳዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/11/2011 ዓም ሰዓት 11:30 እንትኮን ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ዕለት 14/11/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ምካኑ ነፍልጥ

9 ትካልና ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕዉ እዩ

ተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914748300 0902029191