https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7850
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ በሮ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቅሑታት ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 10, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 11, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 08/11/2011 ዓም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ፕሮፎረማ ዝቐርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 10/11/2011 ሰዓት 11:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት አታዊ ይከዉን

4 ፕሮፎረማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/11/2011 ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 01 77