https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7837
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዳቤል ጋቢና ፒክኣፕ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክካረ ይደሊ::ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዳቤል ጋቢና ፒክኣፕ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክካረ ይደሊ::ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዳቤል ጋቢና ፒክኣፕ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክካረ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝከፈሉ ናይ 2011/12 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣መለለይ ቁፅሪ ከፋለይ ግብሪ፣ ወረቀት ምስክር መቅረበይነት ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብትን፣ ናይ ቀረባ ግዜ ተወሳኪ እሴት ታክሰ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፣

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 03/11/2011ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል፡፡

3 መከበሪ ጨረታ ናይ ዳብል ጋቤና ፒክኣፕ መኪና ክራይ 10000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ በባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከትሕዝ ዝክእል፤

4 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት፡፡

5 ተጫረቲ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ወይ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

6 ዝኮነ ይኩን ተወዳዳራይ እቲ ትካል ካብ ዘሰናድኦ ስሩዕ ትካል ጨረታ ብክፋል ምቅራብ ኣይክኣልን፡፡

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ኣድራሻና ኣብ ምም/ር ከተማ መቀለ ህንፃ ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተክርስትያን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 34 እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 / 0344-408501 ምድዋል ይከኣል: