https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7836
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ፕሮፎርማ ቁ1 ሎት1፣ ና ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ፕሮፎርማ ቁ-1 ሎት2፣ ናይ ላቫጆ ግልጋሎት ፕሮፎርማ ቁ 1 ሎት-3 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኦዲት ተዛማድኡን/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ካልኦት ፅገና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ግራፊክስ ዲዛይን/

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 04/11/2011ዓ/ም ክሳብ 09/11/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                           2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/11/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

                           ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411052/0342-406594 ምድዋል ይከኣል፡፡