https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7826
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 08:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ተ.ቁ

ዓይነት ኣቅሓ

ስፔስፊኬሽን

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላማዳርኡ

265/65/R17

ቁፅሪ

05

2

ኦሞርዛተር ናይ ቅድሚት

ሞዴል Y 61 Nissan

ቁፅሪ

02

3

ኦሞርዛተር ናይ ድሕሪት

ሞዴል Y 61 Nissan

ቁፅሪ

02

- ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

                              1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                            2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

                                                 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403663 ምድዋል ይከኣል፡፡