https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7819
ኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ኦዲዮ ሪከርደር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 1, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 1, 2011 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 28/10/2011ዓ/ም ክሳብ 01/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                        2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                                        ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413795 ምድዋል ይከኣል፡፡