https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7801
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሓድነት ንናይ ጥዕና ቤት ፅሕፈት መኪና 5ተ ጎማ፣ ሓደ ባትርን፣ ንቤት ምክሪ ዝከውን ሓቲ ኮምፒተርን ሓንቲ ፕሪንተርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 26, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 21/10/2011ዓ/ም ክሳብ 26/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416228 ምድዋል ይከኣል፡