https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7787
ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ ዘለዎ ዘገልገሉ ንብረታት ቱቦታት ብረት ናይ ማይን፣ መገጣጠሚታትን ብተወሳኪ ድማ ቁርፅራፅ ቱቦታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 26, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 26, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 17/10/2011ዓ/ም ክሳብ 26/10/2011ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ክፍሊ ቁፅሪ 01 ሰነድ ጨረታ ኣብ ስራሕ ሰዓትን ዕለትን ብምውሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም፡፡

2 እዚ ጨረታ 26/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-730577 ምድዋል ይከኣል፡፡

a