https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7776
ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና ዘይቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 19, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 19, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 14/10/2011ዓ/ም ክሳብ 19/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅ/ቀትሪ ፡ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                   2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                                         ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-430565 ምድዋል ይከኣል፡፡