https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7766
ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ኣብ ከባቢ ላጪ ዝሰርሖ ሳይት ኣብቲ ቦታ ዝርከብ ሓመድ ከልዕል ስለዝድለየ በዚ ቀሪቡ ዘሎ ዋጋ መቐረቢ መሰረት፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 17, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 17, 2011 10:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ካብ ላጪ ሳይት ሓመድ ኩዒቱ ፣ ኣወፂኡ ብመኪንኡ ፅዒኑ ወሲዱ ዝጉሕፍ፤

2 ሕጋዊ ተጫራቲ ዋግኦም ብትኣሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 17 ሰነ 2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ክትቀርቡ ኣለዎም፡፡

3 ቦታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ወያነ ህንፃ ቁፅሪ 211 መ/ይከውን ብድሕሪኡ እዚ ዕለት ዝቀርብ ተቐባልነት የብሉን፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0930-465676/014-704984 ምድዋል ይከኣል፡፡