https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7756
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅ/ፅባቀን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 17, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 18, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ሸልፍ ብረት ,   በዝሒ: 1


    ጠረዼዛ ,    በዝሒ:2

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ይዕፆ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ምድዋል ይከኣል፡፡