https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7734
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኮምፒተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100000.00
  • ቦታ:ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም፤

     2 በቲ ሓድሽ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዝተመዝገበ፣

3 ልዕሊ 100000.00 ሽሕ ቅርሺ ዝክእል ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢን ወረቀት ምስክር ዘለዎም፤

4 ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራርድሉ መረዳእታ ዘቅርቡን ንኮምፒተራት 4000.00 ሽሕ ቅርሺ ንመከበሪ ጨረታ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም፡፡

5 ንነብሲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 21/10/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ.ቀትሪ ኣብ ሰዓት ስራሕ ን/ከ/ዕ/ፋይናንስ ምልክታ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል፤

6 ምልክታ ጨረታ 21/10/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት፡፡

7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0347-740028 / 0347-740660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡