https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7730
ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ቀፅሪ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ኣብ ስራሕ ዝነበሩ ዝ/ዩ ቱቦታት ማይ ብሓራጅ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 17, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:ራማ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 17, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ተ.ቁ

እቲ ንብረት

መጠን

መለክዒ

በዝሒ

1

ቱቦ ሓፂን 3 ኢንች

3

ቁፅሪ

384

2

ቱቦ ሓፂን 4 ኢንች

4

ቁፅሪ

321

1 ሓራጅ ግልፂ ጨረታ ካብ 08/10/2011ዓ/ም ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 ብግልፂ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ዝካየድ ኮይኑ ድሕሪ ምዕፃው ዝመፅእ ተሳታፊ ተቀባልነት የብሉን፡፡

2 መከበሪ ጨረታ ትሕጃን ን3ተን 4ተን ኢንች ንነብሲ ወከፍ 15000.00 ቅርሺ ብሽም ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ንሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

3 ሰዓራይ ጨረታ ሰዓሪ ምዃኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልታት ሒሳቡ ከፊሉ ንብረቱ ከልዕል ይግባእ፡፡

4 ኣብቲ ዝተገለፀ ዕለት እንድሕር ገንዘቡ ከፊሉ ንብረቱ ተዘይኣልዒሉ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ይውረስ፡፡

5 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

6 እቲ ጨረታ ዝካየድ ብቃል እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-550280 /0914-787223/ 0914-549821 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡