https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7710
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ወ/ቆላ ተምቤን ናይ ኢንዳስትሪያል ማተሪያል /ቴንዲኖ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 11, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ቆላ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 11, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 04/10/2011ዓ/ም ክሳብ 11/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460583/460116/460052 ምድዋል ይከኣል፡፡