https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7700
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅ/ፅባቀን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 6, 2011 07:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 05/10/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                               2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

                           ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ምድዋል ይከኣል፡፡