https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7692
ትካልና ሳባ እምነበረድ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ኣብ ውሽጢ ንዝርከብ ንዝ/ዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ሓደሽቲ መቀያየሪ ኣቅሑ ከም ናይ ካማዝ፣ ናይ ኮምፕረሰር፣ ናይ ማርቸዲስ 1924 ፣ ናይ ቶዮታ፣ ዶዘር ጨማ ፣ ናይ ቦብ ካት ዝበሉ መቀያየሪ ኣቅሑ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 10, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 10, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 03/10/2011ዓ/ ጀሚሩ ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝርዝር ዓይን ንብረት ዝሓዘ ካብ ፋይናንስ ሳባ እምነበረድ ቢሮ እናመፃእኩም ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 100.00 ሓደ ሚኢቲ እናከፈልኩም ንክወስዱ እናዓደምና

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ብር 2000.00 ክልተ ሽሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብቼክ ከትሕዝ ይግባእ፡፡

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንግሆ ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡

4 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ በስ.ቁፅሪ 0914-769741 ምድዋል ይከኣል፡፡