https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7679
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዘኣረጉን ንብረታት /ኣቅሑ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 11, 2011 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:500
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 11, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ክተቅርብ አለኩም።

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርቴፊኬት ክተቅርቡ አለኩም።

3 ጨረታ ሰዓርቲ ሰዓራይ ምኻንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ዝሰዓርኩምዎ ንብረት መጠን ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ብቁልጡፍ ኣልዒልኩም ክትወስድዎ ይግባእ፡፡ እንድሕር ዘይተልዒሉ ዘትሓዝኩምዎ ሲፒኦ ኣብ ኤጀነሲና ኣዊ ከምዝከውን ነፍልጥ፡፡

4 መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ እቲ ኮፒ እተቅርብዎ ብግልፂ ዝረአ ክከዉን አለዎ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ኣብ ሕድሕድ ገፅን ኢንቨሎፕ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ።

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 20.00 ቅርሺ እናኸፈልኩም ካብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋን ምምርካብ 30/09/2011ዓ/ም ክሳብ 11/10/2011ዓ/ም ምውሳድ ትኽእሉ፤

8 እቲ ጨረታ ዕለት 11/10/2011 ዓ/ም ሰዓት 6፡30 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ንጉሆ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት።

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 300.00 ሚኢቲ ቅርሺ ብCPO ክትሕዙ እትክእሉ።

10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ 20% ምዉሰክን ምቅናስን ዝክእል ምካኑ ነፍልጥ።

ንዝበለፀ ሐበሬታ ቀበሌ 17 ጥቃ ገብርኤል ቤተ ክርስትያን ዕደጋ ብዕራይ

ስልኪ ቁፅሪ 0342-415092 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።